Ubuntu Academy ኡቡንቱ ኣካደሚ
@okatube0509
구독자
조회수
동영상
API
30K
실시간 YouTube 구독자 수 카운터
Loading Advanced Analytics...
Ubuntu Academy ኡቡንቱ ኣካደሚ
"ቋንቋ ዕጥቂ ኢዩ!" -ኩርት
ኣብ ዝዓበናሉ ሕብረተሰብ ይኹን ካብኡ ወጻኢ ምስ እንንቀሳቐስ፣ መረዳድኢ ዝኾነና ናይ ሓባር ቋንቋ ክህልወና ግድን ኢዩ። ኣብዚ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ኣብ ስደት ሰፊርናሉ ዘለና ግዜ፣ ምስቲ ኣብቲ ዘለናዮ ቦታ ዝነብር ህዝቢ ዘረዳድኣና ቋንቋ፣ እቲ ዝዓበናሉ ዘይኮነስ፣ እቲ ናይቶም መጺእናዮም ዘለና ህዝቢ ኢዩ። ኪኖ ምርድዳእ ሓሊፉ ውን፣ ኣብ ስራሕ፣ ትምህርቲ ኮነ ካልእ መዳያት፣ ቋንቋ ዓቢ መፍትሕ ኢዩ። ስለዝኾነ ከኣ እዚ ቻነል እዚ፣ ቋንቋ ጀርመን ኣብ ዝዝረበሉ ሃገር ንዝቕመጡ ኣሕዋትን ኣሓትን ብመጠኑ ንምሕጋዝ ተባሂሉ ዝተመስረተ ኢዩ እሞ፣ ካብ ሽሻይ-ሞሶብና ተቛደሱ።
"Sprache ist eine Waffe!" -Kurt Tucholsky
Dieser YouTube-Kanal soll Eritreern in der Diaspora helfen, die Grundlagen der deutschen Grammatik leicht zu verstehen. Der Unterricht findet auf Tigrinya und Deutsch statt.
"Language is a weapon" -Kurt Tucholsky
Welcome to Oka Tube channel! This YouTube channel is aimed to help Eritreans in the diaspora to easily understand the basics of German grammar with lessons given in Tigrigna and German.
Embed
YouTube 구독자 수, 조회수, 크리에이터 비교, 마일스톤을 실시간으로 추적하고 사용자명을 빠르게 검색하세요.
동영상
Deutsch mit Ubuntu Academy | A2
Uploaded
153
조회수
17
Likes
2
Comments
About RealtimeSubCount.com
YouTube 구독자 수, 조회수, 크리에이터 비교, 마일스톤을 실시간으로 추적하고 사용자명을 빠르게 검색하세요.